በዓል መዚ መንገዲታት ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ብመንገዲታት ፈንዲታት ኢትዩጰያ ካብ ዝተረከበ በጃት ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዝርከብ ናይ መንገዲታት ፅገና ስራሕቲ ምስራሕ ሰለ ዝደለየ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሸራሮ ካብ UIDP በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዴስክቶፕ ኮምፒተር ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪን : ላፕቶፓትን: ፕሪንተራትን ኢሉዉን ፎቶ ኮፒ ማሽን : እስተሺነሪ : ፕሪንተር ቀለምን : ወረቀት ኮምፒተርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ንግልጋሎት ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ዝዉዕሉ ናይ ፋልሲ ጣቢያ ኣዝርትን : ናይ መጋራጃ ጨርቂ ኢሉ እዉን መከላከሊ ሓዊ ባርዕ ክዳዉንቲን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 13, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ስራሕቲ ሓለዋ/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬት : ናዉቲ ቤት ፅሕፈትን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣትክልቲ ማለት እዉን ቀይሕ ሽጉርቲ : ፃዕዳ ሽጉርቲ :ድንሽ : ኮሚደረ : ጎመንን ጉዕን አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 16, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኩባንያና መስፍን ኢንዳትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ / ዝተ/ዉ/ማ ኣብ ታሕቲ ንሰራሕተኛታቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ኮትን ሱሪን ብቕሉዕ ጨረታ አወዳዲሩ ኣስፊዩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ዘርፊ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ መዓቀኒታት እትማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

Mekelle University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Food Item

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 13th, March 2024 6:06 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Wednesday 27th, March 2024 1:30 pm (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Wednesday 27th of March 2024 2:00 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ Food Items Supply/

የትግራይ ክልል ኤሌክትሪክ አገልግሎት ለተለያዩ ተሽከርካሪዎች የሚውሉ የተለያዩ ዓይነትና መጠን ያላቸው ጐማዎች፣ ባትሪዎችና እና የተሽከርካሪ መለዋወጫ ዕቃዎች በጨረታ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሮብ መጋቢት 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

Messebo Cement Factory PLC. (MCF PLC) Invites Eligible Bidders to Procure Various Types of Insurance Policy Covers in the Immediate Term

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 13th, March 2024 6:00 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Saturday 16th, March 2024 10:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Saturday 16th of March 2024 10:15 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ Insurance/

Messebo Cement Factory PLC (MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of Walky Talky Radio, Mini Power Bank with Digital Display 20000mA hand Exhaust Fan. Industrial Wall Mounted 380v 7.5kw and 3kv.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 13th, March 2024 6:00 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Tuesday 26th, March 2024 10:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 26th of March 2024 10:15 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ Telecommunication Equipment/ Electronic Equipment & Accessories/