ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትርጉምን ምትርጋም ምምፃኣን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ቋንቋ ትርጉም /

ማሕበር ልምዓት ትግራይ አዲስ አበባ ፅ/ቤትና ሕድሞና ታወር ያገለገሉ አርማታ ብረት፣ ቆርቆሮ፣ አሉሙኒየምና፣ እንጨቶች እና ያገለገሉ የቢሮ እቃዎች፣ ያገለገሉ ኮምፒተሮች፣ ፕሪንተሮችና ፎቶ ኮፒ ማሽኖች፣ የተለያዩ ያገለገሉ የመኪና ጎማዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋሉ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ ነሐሴ 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: አዲስ አባባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ፈርኒቸር ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ናይ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ፅገና ክፅግን ስለ ዝደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ትካልና መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ኬሚካልን : ንመዕበይ ዝከዉን ኤሌክትሮድ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 7, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

Save the Children Tigray area Office, Mekelle (TAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply of Construction materials and Eucalyptus.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Saturday 31st, August 2024 12:00 pm (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 13th, September 2024 10:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Friday 13th of September 2024 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ Construction Material, Equipment and Machinery/ Construction Raw Materials/

ኣብ ርእሰ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙኒኬሽንክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ንናይ ቤት ፅ/ትና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መካይን ኣቑሑትን ምሕታም መቓልሕ ጋዜጣ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ስፔር 15,000.00 ንመቓልሕ ጋዜጣ 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕል ትርጉም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርናትርጉም ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ቋንቋ ትርጉም /

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ቆዋሚ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ወንበርን ጠረጴዛ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኣታዊኡ ንህንፀት መንደር መሐብ ሓበ ፍሬምናጦስ ዝውዕል ብመሰረት እዚ ኣብዚ ዓውደ ስራሕ ዝነጥፉ ፕሮሞተራት ብኩነት ምድላው (Event Organizing) ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ኣብቲ ዓውዲ እትነጥፉ ኣካላት ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ኣብዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳሜ ነሐሴ 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜ 1, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜ 2, 2016 3:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኢቨንት ምዝግጃው/