በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ከሓትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡:

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 21, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ዋንነታ ናይ ከተማ ሓዉዜን ቤት ማዘጋጃ ዝኮነተ ሻንቱ ዶዘር ሞዴል S032 ዝኮነት ካብዚ ንተሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ ኩነታት ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 27, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 27, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 21, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዘግልግል ናይ ፈርንቸር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 2, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 2, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒን ሕትመት ሰራሕትን ብምብታን ብምልጣፍን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብምም/ር ንታ/ቁፅሪ 4-00299 ንበዓል መዚ ክትትልን ቁፅፅርን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ንታ/ቁ 4-01876 ት/ግ ንታ/ቁ 4-02020 ት/ግ ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ጌጣጌጥ/ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ብነጋዶ ዝምልኣ ሰደቓ ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኑክስ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበርና ለምለም ኲሓ ታከሲ ማሕበር በብዓመቱ ኣታዊን ወፃኢን ኦዲት የግብር እዩ፣፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 22, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/