ማእከል ቤት ህንፀት ከተማ ዓዲግራት ዴስከ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንተሃነፅቲ ምግቢ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 6, 2016 04:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ሐደሽትን ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ሻወር ትቦታት: ሰራሚክ : ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ናይ ኣዳራሽ ትቦላሪ : ዓረቢታት ወዘተ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ትዉዕል ክራይ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ኣርብ ሐምሌ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰኞ ሐምሌ 29, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ማክሰኞ ሐምሌ 30, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

የኢትዮጵያ ልማት ባንከ መቐለ ዲስትሪከት የገነት ጠብታ አግሮ ፕሮሰሲንግ ኃላ/የተ/የግ/ማህበር ለሰጠው ብድር አመላለስ በዋስትና የያዘውንና ከዚህ በታች ባለው ሰንጠረዥ የተመለከተውን ንብረት በአዋጅ ቁጥር 97/90፣ 216/92 እና 1147/11 በተሰጠው ስልጣን መሠረት በሐራጅ ለመሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ኣርብ ሐምሌ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሮብ ነሐሴ 1, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሮብ ነሐሴ 1, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ/

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ናይ 2016 በጀት ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕቱ ብናይ ደገ ኦዲተር/ Extemal Auditor/ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ዓርሶም ፎርማት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ኣርብ ሐምሌ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሮብ ነሐሴ 1, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሮብ ነሐሴ 1, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊ ኣብ በጀት ዓመት 2016/2017 ዓ/ም ናይ ተሽከርከርቲ መካይንን ሞተር ሳይክልን ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ከፅግን ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 6, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንመኪና 5000 ንሞተር ሳይክል 3,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ንመኪና ፅገና 200 ንሞተር ሳይክል ፅገና 150
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ሓንቲ ፕሪንተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 29, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 29, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ከ/ዓይደር ኣብ ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ (ቬሎስቲ ኣፓራላይዝ ሓ/ዝ/ወ/ማሕበር) ንክትጫረቱ እዚ ጨረታ ምልክታ ቤት ፍርዲ ክ/ከተማ ዓይደር ኣፂኡ ኣሎ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ሓራጅ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 29, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/