ሊዝ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማነ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 81 ምድብ መንበሪን 45 ምድብ ትካላትን ድምር 128 ምድባት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,500.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ሊዝ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማነ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 81 ምድብ መንበሪን 45 ምድብ ትካላትን ድምር 128 ምድባት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,500.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳገመ ህንፀትን ሕየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባነር ሕትመት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብዪ ዓዲ ኮድ 4-00890 ትግ ዝኾነት ሞዴል F94HB እስካንያ Marcopolo ኣዉቶብስ ናብ ናይ ዓበይቲ መካይን ጋራጅ ኣእትዩ ሙሉእ ፅገና ከፀግን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ንትካልና ኣገልግሎት ዝውዕላ ላፕቶፕ ኮምፕዩተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 24, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 24, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ሞባይልን ስዓትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባን ከተማ ፍረወይንን ኣብ ዓመት 2017 ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ መሳሪሒታትን ካልኦት ሃለቕቲ ኣቑሑትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

በክልተ አውላዕሎ ወረዳ የገቢ ልማትና ፋይናንስን አስተዳደር ፅ/ቤት ቤት SLM-RLLPIl/Second Resilient Landscapes and Livelihood Project /በአለም ባንክ ከሚደገፉ ፕሮጀክቶች ይህ ወረዳ አንዱ ሲሆን በ2017 ዓ.ም በፀደቀውን የግዥ ዕቅድ መሰረት ለዚህ ፕሮጀክት ወረዳ አገልግሎት የሚውል የእንስሳት መኖዘር Procurement of Forage Seeds/ ግዥ በ Request for quotation (RFQ) ከዚህ ደብዳቤ ጋረ አባሪ በተደረገው ሠንጠረዥ ውስጥ የተጠቀሱት ዕቃዎች መግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደሪያ ሀሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ማክሰኞ የካቲት 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ማክሰኞ የካቲት 25, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/