ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ከዳሰተር ካይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመተ እዚ ሻድሻይ ዙር ከጫርት ካብ ዝሓዞ ቀዳማይ ዙር ብመደበኛ ጨረታ ንድርጅት ዝዉዕሉ 75 ቦታታት ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 104 ቦታታት ብጠቅላላ ድምር 179 ቦታታት ከጫርት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 1, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 12, 2017 4:05 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ትካልና ኦፕሬሽን ሬስክዩ ኢትዮጵያ ምስ ሱሚኖስ ፈንድ ዝተብሃለ ዘይመንግስታዊ ትካል ብምትሕብባር ( ካልኣይ ዕድል) ንዝተብሃለ ፕሮጀክት ንተምሃሮ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት ምሳርሕታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንሬድዮ መሳለጥቲ ዝኾኑ ኤሌክትረክ ብምልጣፍ ዝወፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 3, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 5, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

Mekelle University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Financial Auditing

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 06th, August 2025 12:00 pm ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 07th, August 2025 9:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Accounting Related/ Auditing Related/

Plan International Ethiopia, Tigray Program Area-Mekelle Office Invites Eligible Bidders for the rental light vehicle service long-term agreement (LTA)

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Thursday 21st, August 2025 12:00 pm ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 21st, August 2025 12:00 pm (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Thursday 21st of August 2025 2:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Vehicle Rent/ Transport Services/

ሞገድ ኢንጂነሪንግን ኮንስትራክሽንን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ ኣሸጎዳ ከባቢ ንዝሃንፆ ናይ ኣሉሚንየም ፋብሪካ ናይ ቀለምን ኳርትዝን ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ GC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ኣብ ካልኦት ፕሮጀክትታት ብተመሳሳሊ ዝሰራሕኩም፤ ተኮናተር ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 3, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 3, 2017 10:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

Mums for Mums Invitation to qualified bidders for the supply of Spare Parts Materials

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 06th, August 2025 4:00 pm ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Saturday 09th, August 2025 10:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Saturday 09th of August 2025 10:15 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 250,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ Car Spare Part/

Mums for Mums Invitation to qualified bidders for the supply of Spare Parts Materials

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 06th, August 2025 4:00 pm ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Saturday 09th, August 2025 10:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Saturday 09th of August 2025 10:15 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 250,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ Car Spare Part/

ትካልና እዞም ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፁ ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ድልየት ዘለኩም ክትጫረቱ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ናይ ገንዘብ ዕቋር ልቓሕን ዳዕሮ ናይ2017ዓ/ም በጀት ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተጫረቲ ክትረቱ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2017 10:20 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/