ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑትን ናይ ሕርሻ እታወታትን ( Construction Materials and Agricultural Tools) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ንትካልና ስራሕ መሳለጢ ዝኾና ዝተፈላለያ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ እስፐሲፊኬሽን መሰረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ በርን መስኮትን መስርሒ ኣገልግሎት ዝውዕለ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 9, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 9, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ መኪና መለዋወጢ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፎቶ ኮፒ ቐለም ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን77 በጀት ዓመት ግራ ጋት ዝው ቫትን ቲንን ሰርቲፍኬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፎቶ ላሚኔትድ ቦርድ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከሰርሕ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ናይ በጀት ዓመት 2017 መድፍኢ ረሳሕ ፈሳሲ ዝተጠራቐመ ስላጅ ምዕራግን ምልዓልን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

አደዳይ አነስተኛ የፋይናንስ ተቋም አ.ማ ከታወቀ እውቅና ሰጪ ተቋም እውቅና ያለው (certified) የኦዲት ተቋም /Audit firms/ በኮንትራት ለመቅጠርና ለመሾም ግልፅ ጨረታ ለማካሄድ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ ግንቦት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰኞ ግንቦት 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰኞ ግንቦት 18, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/