ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፊተሪያ ንግልጋሎት ምግብ ዉዕይን ዝሑልን መሰተ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 2, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ሓላ/ዝተ/ መሰረታዊ ማ/ሕ/ስ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ July 01-2024 ክሳብ ዕለት Jun 30- 2025 (ናይ 2017 በጀት ዓመት) ዘሎ ምንቅስቃስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 11, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

RaDO (Rehabilitation and Development Organization) invites waxed-sealed bids from interested eligible bidders for the Electronics.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Tuesday 08th, July 2025 12:00 pm ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 10th, July 2025 2:00 pm (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Thursday 10th of July 2025 2:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Electronic Equipment & Accessories/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጥ ኣቂሑት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 3, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 3, 2017 8:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን ሚዛን ብኣዋጅ 985/2009 ብብርኪ ክልል ንምስራሕ ፍቓድ ዝተወሃበ ሕ/ስ/ማሕበር ኾይኑ ናይ 2016/2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ንምግባር ናይ ሒሳብ ስራሕቲ ወጊንና ኦዲት ክግብር (ሒሳብ ንክምርመር) ስለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 30, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኸዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 30, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 11, 2017 3:40 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትራንስ ኢትዩጰያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ኣብ ዉሽጢ ናይ ካፊተሪያ ግልጋሎት ብምርካብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 28, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 14, 2017 3:03 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2%
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ሱር ኮንስትራክሽን ሃለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር አብ መቐለ ከተማ ላጪ ቢሮ ዝርከብ ህንፃ ናይ መስታወት ስቲከር ስራሕቲ ማለት ግላስ ስቲከር ወርክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 28, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 8, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/ መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት/

ራእይ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበርሓላፍነቱ ዝተወሰነ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ 6ተ ወርሒ ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ፋይናንስ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር (ክምርምር) ስለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 27, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 1, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/