ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ብኩሎም ቋንቋ
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ብ UINDP ዝተደጎመ በጀት ን ፖሊስ ኮሚሽን ክልል ትግራይ ዞባታትን ወረዳታትን ግልጋሎት ዝዉል ኣቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት ከምእዉን ኮሚሽን ፖሊስ ካብ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ጨረታ ወፂኡ ብዝተፋፈላለየ ምክኒያት ዝተንጠባጠበ ማለት እዉን ዝተረፈ ንብረት ብነጋዶ ክኣትዉ ዘይካኣሉ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ መቐለ ከይዲ መንገዲ ፕሮጀክት ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕ ብንኡስ ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:5.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ግዜ ዝወፀ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንታ ቁፅሪ 35-398 ዕድ መኪና ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉፋ ትኽእሉ/ላ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንብት ፍርዲ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንባዕሉን አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ፅሕፈትን : ናዉቲ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንኣቅሑት ኤልኬትሮኒክስ 5,000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 4,500 ቅርሺ ንናዉቲ ሕትመት 3,000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
በዓል መዚ ሓለዋን ከባቢን ለዉጢ ነባራዊ አየርን ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት ስራሕቲ ጣብያ ኣባይ ፀሃይ ፍሉይ ቦታ ማይ እንግዳ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ተፋሰስ AXCY drainage high 0116 ንምስራሕ ደረጃ 8 RC /GC ብብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ብማሕበር ወይድማ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣክሱም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ብናይ UIIDP በጀት ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ስራሕ ምቅያር ኬብል ጎደና መብራህቲን ናይ ኣምፖል ምቅያር ስራሕቲን ኣብ ዋና ስፓልት ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንምስራሕ ደረጃ 10 ን 9 ወይ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ብኤሌክትሮ መካኒካል ወይ ብኤሌክትሪካል ኢንሳተሌሽን ዘለዎም ትካላት ኮንስትርክሽን ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽረ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:14,500
ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲታት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ካብ ናይ UIIDP በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብር 100,000.00 : ንኣቅሑት ቢሮ 8,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ካብ 17 ኮንደሜኒየም ዘሎ ሓድሽ ድልድል ክሳብ ገብሪኤል ኣደባባይ ከምኡ ድማ ካብ ምብራቅ ገፅ ዘሎ ካብ ናይ ደጋ ገብሪኤል በሪ እስካብ ሐማሪ ተካ መዕፀፊ አጋይሽ 18 ታክሲ ዘሎ መወደእታ ሚዲያን ከምኡድማ ካብ ዕደጋ ብዕራይ ዘሎ አደባባይ ክሳብ መቐለ ዩኒቨርስቲ እንስሳ ሕክምና ቨተርነሪ ዩኒቨርስቲ ዘሎ ሚዲያ ንሳምረ ኣስፓልት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዘም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ መሰረተ ገይርኩም ክትወዳደሩ ትድልዩ ብኣክብሮት ፃዉዒት የቅርብ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/
ተወሳኺ ኣንብብ
‹ First
Previous
197
198
199
200
201
202
203
204
205
206
207
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (50)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(16)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(24)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (688)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(362)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(182)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(72)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3548)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (706)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(606)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2209)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (173)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(80)
ኦዲት ተዛማድኡን(91)
ሕርሻ (340)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(145)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(36)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(20)
ህንፃ መሳርሒ (1671)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(269)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(748)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(88)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(136)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(411)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1335)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1256)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(62)
ምምካር (133)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (32)
ትምህርቲን ስልጠና (159)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(118)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(11)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1481)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(738)
ምግጣምን ፅገናን(47)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(686)
ምግብን መስተን (343)
ኣቅርቦት ምግቢ (266)
ካፌን ሬስትራንትን(73)
እግድ (23)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(8)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1074)
ገዛ ፈርኒቸር(14)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1003)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (228)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (260)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(131)
ፅገና (644)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(169)
ፅገና ሞተርሳይክል(134)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(45)
ፅገና ተሽከርካሪ(223)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (279)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(211)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(42)
ምስሊን ቀረፃን (15)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(10)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1394)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1110)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(277)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (592)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(30)
መኪና ክራይ(425)
ማሽነሪ ክራይ(134)
መሸጣ (861)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(409)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(425)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (67)
ስራሕቲ ሓለዋ(32)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (860)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(784)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(54)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(15)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (408)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(22)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(320)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (320)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(312)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(6)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (508)
ዕድጊት መኪና(14)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(202)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (213)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(166)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(2)