ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር ኩሓ ዝስዕብ ንብረት ብጨረታ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ስዒቡ ዝተቐመጠ ሮቅሓ ዝተማልኡ ክትጫረቱ የፍልጥ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 11, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉ ሳኒተሪ ኣቑሑትብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 4, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ከተማ ዕ/ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 4, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብዝተፈቐደሉ በጀት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተራትን ላፕቶፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ኣብዝተፈላለየ ወረዳታት ሳምረ: ግጀት :የጭላ: እንትጮ ማይቅነጣልን ኩኩፍቶ ዝሰርሖ ዘለዋ ናይ እኽሊ መኽዘን ዝኸዉን መዓፆ ኼንችን ዝተፈላለዩ ናይ ብረታ ብረት ሰሪሕኹም ምግጫም ብናይ ጉልበት ዋጋ ጨረታ ኣወዳዲሩ በናይ ባዕሎም መሳርሒ ክተስርሕ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኮኖምንሕብር::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር /

INVITATION TO BID FOR THE SUPPLY OF Sport Material

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 05th, August 2015 12:00 am (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 13th, August 2015 12:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 10th of September 2013 12:00 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ Other Sale/

ቢሮፀጥታንምም/ር ክ/ትግራይ ናይ ኣብያተ ህንፀት ክ/ትግራይ ዝኮነት መኪና ማርቸዲስ ሞዴል 1417 ዝዓይነታ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ስለዝባላሸወት ብግለፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእስለ ዝደለየ ክትወዳደሩእትደልዩሕጋዉያን ነጋዶነዚዝስዕብሮቆሓእተማልኡንክትወዳደሩይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ድርጅትና ዩናይትድ ስቲልን ሜታልን ኢንዱስትሪ ሃዝዉ ማሕበር ናይ ስተሽነሪን ኦፊስ ኢኩዩፕመንትን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ እትክእሉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/