ትካልና መቐለ ፊዝዩተቴራፒ ማእከል ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ሐደሽቲ ኣብ ስራሕ ዘይዉዓሉ ዘገልግሉን ግን ዝሰርሑ ከምእዉን ዘገልገሉ ዘይሰርሑ ዘድሊ ምትዕርራይ ብምግባር ኣብ ስራሕ ክዉዕል ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብብዝሓት አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2010 2:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ህንፀት መቐለ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንተሃነፅትን አባላትን ዝዉዕል መድሓኒት ንብረት ካብ ሕጋዉያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ብረታ ብረት ስራሕቲን ናይ እንጨይቲ ስራሕቲ(Different size of Metal Works & Wood Work) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ድርጅትታችን መከላኪያ ኪንስትራክሽን ኢንተርፕራዝ ፕሮጀክት 11-03B መቀሌ ከተማ ለሚገኘዉ ባለ ሦስት ኮከብ ሆቴል ሰራተኞች ሰርቪስ እና ለሌሎች ሥራዎች የሚጠቀምበት 12 ሰዎችን መያዝ የሚችሉ በጣም ጥሩ ሆኖ ብቃት ያለዉ የቴክኒካል ምርመራ ማለፍ የሚችሉ ሁለት ሚኒባስ መከረያት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሮብ ሚያዝያ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 12, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 12, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

Save the children International Mekelle Filed Office SCI-MFO invites all eligible suppliers to bid for the suppliers of to bid for the supply of Poultry Feed

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 18th, April 2018 11:28 am (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 26th, April 2018 2:30 pm (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Thursday 26th of April 2018 3:00 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ Agricultural Services/ Flora and Horticulture/

ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ንዩ .ኤል .ጂ .ዲ .ፒ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2010 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሕትመት : ኪራይ መኪናን:ኣቀሑት ቢሮን ታቢላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 25, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ላፕቶፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 25, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንወረዳና ብቤት ፅሕፈት ሃ/ማ/ማ/ኢነርጅን ኣብ ጣቢያ ማይወይኒ ቁሽት ማካቦ ከስርሕ ስለዝደለየ መሰጋገሪ ካናል/ CROSSING CANA/L ንኩለኩም ደረጃ 8ተ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላትን ሕብረት ሽርክናን ዉልቀን ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/