ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 22, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 22, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራት ከተማ ዉቅሮ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ዲስክቶፕ ኮምፒተርን :ላፕቶፕን :ሳከነርን ፕሪንተርን :ፕሮጀክተርን: ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከካብ ዝምልከቶም መቅረብቲ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 25, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 25, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቢሮ ጉሮ መንአሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ንስፖርት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መዳልያታት ዋንጫታት ኮዕሶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 24, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 24, 2010 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

መቐለ ዩኒቨርስቲ ከዚህ በታቻ የተዘረዘሩት እቃዎች አገልግሎቶች በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሮብ ጥር 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሮብ ጥር 23, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሮብ ጥር 23, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: የጨረታ ማስከበሪያ በሎት መሠረት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 24, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 24, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ንብረት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈትን ቀወምቲ ኣብያት ቤት ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 23, 2010 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 23, 2010 08:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት 3,000.00 ቅርሺ ንቆወምቲ 3,000.00 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳ ዓድዋ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ዓደዋ ዝዉዕል ብመንግስታዊን ዘይምመንግስታዊን ዝስርሑ ፕሮጀክታት ከስርሕ ስለዝደይ መሳርሒ ህንፃ : ከባቢያዊ ናዉቲ ሻለዉ ዊል ናይ ኢድ ጎደጎድ ካዕቲ ብጨረታአወዳዲሩክዕድግን ከስርሕንይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 03:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/

ዓብይ ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሎጅ ን2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ቀወምትን ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑትን : ንዝተፈላለዩ ዲፓርተመንት ህንፃ መሳርሒን :ንኤሌክትሪክ ዲፓርትመንት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ኮምፒተር : ላፕቶፕ: ከለር ፕሪንተር : ዩፒስ(UPS) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 22, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 22, 2010 08:40 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንሎት 1 3000, ንሎት 2 3000, ንሎት 3 6000 & ንሎት 4 3000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

AZMIE Steel Structure Engineering plc invites illegible contractors for erecting of pre Engineered Building in Tigray Regional State Mekelle City and Adigrat Town project Sur Construction Guna as open bid basis

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Tuesday 16th, January 2018 4:50 pm (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Monday 22nd, January 2018 2:30 pm (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Monday 22nd of January 2018 3:00 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ Electro-Mechanical Products and Services/ Metals Works/

መከላኪያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ የዲኮቶ ጋላሲ ኤሊዳር በለሆ መንገድ ስራ ፕሮጀክት የተለያዩ መለዋወጫ እቃዎች የመኪና በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ማክሰኞ ጥር 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥር 17, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥር 17, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/