ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ትዮታ chasis Number AHIFK22G703014666 Model LAN 25L-PRMDEN መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኣቑሑት ቢሮ፣ ኤሌከትሮኒከስን መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 26, 2018 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ሎቱ ይፈላላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Raya University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Water and Sanitary Materials

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 22nd, September 2025 12:00 pm ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Monday 29th, September 2025 3:00 pm (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Machew
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Monday 29th of September 2025 3:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ Cleaning & Janitorial Equipments/ Construction Material, Equipment and Machinery/ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

ሕብረት ጠቅላላ ስራዎች ንግድ ኢማ ሪል ስቴት በመቐለ ከተማ ክፍለ ከተማ ሓውልቲ ጣብያ ህዳሴ ለማሰራት የጉልበት ዋጋ/Labor Cost/ ሥራ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰኞ መስከረም 12, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣርብ መስከረም 23, 2018 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣርብ መስከረም 23, 2018 08:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100.000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ MMI project ብዝተረኸበ ሓገዝ ንተምሃሮ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል ዘይቲ ብልዒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 16, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ 6 ሰብ ትሕዝ ባጃጅ ከራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረይ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 10, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ኮንስትራክሽንን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 10, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

አክሱም ዩኒቨርሲቲ የባልትና ውጤቶች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Saturday 20th, September 2025 12:00 pm ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Monday 29th, September 2025 10:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Axum
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Monday 29th of September 2025 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Food Items Supply/

ራያ ዩኒቨርሲቲ ፍራሽና ትራስ ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Thursday 18th, September 2025 12:00 pm ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Sunday 28th, September 2025 3:00 pm (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Machew
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Sunday 28th of September 2025 3:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ Mattress, Pillo and related /

አክሱም ዩኒቨርሲቲ የተለያዩ የምግብ ጥሬ እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Friday 19th, September 2025 12:00 pm ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Monday 29th, September 2025 10:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Axum
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Monday 29th of September 2025 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Food Items Supply/