ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ኣሕፎሮም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ድዛይንን ስራሕቲ ህንፃ ኣብ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ሴሮ ጥዕና ጣብያ ዝስራሕ መወልዲ ህንፃ ኣብ ኣናእሽተይ ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ማሕበራት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 18, 2012 03:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 18, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/