ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ድዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ማይጨዉ በዓል 4ተ ደብሪ ፕሮጀክት ደረጃ BC 5 GC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ስራሕ ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 400,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዋንነቱ ናይ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ናይ መሐመሲ ጋልባ ንምስራሕ ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ጀነራል ኮንትራክተር ወይ ድማ መንገዲ ኮንትራክተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 16, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ኣብ ከባቢ 02 ከባቢ መምህር ካልኣዩ ግርማይ መንበሪ ፕሮጀክት ድልድል ንምስራሕ ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ጀነራል ኮንትራክተር ወይ ድማ መንገዲ ኮንትራክተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ልማዓት ከተማ ማይጨዉ ዝኮነ ኣብ ድሕሪ ናሆም ካፌ ናይ ደጋፊ ጋብዩን መንደቅ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብብርከ ደቂቅ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 13,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/