ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ከ/ስ/ዝ/መ/ልምዓት ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ሞሞና ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝኮነ ህንፀት ተወሳኪ መምሀሪ ክፍልታት ብግራውንድ ምህዳም ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/