ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ራያኣላማጣ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ኣብ ወረዳ ራያ ኣላማጣ ኣብ ዓዲ ፈለስቲ ናብ ዓዲ ኩሉ ዝስራሕ ሓድሽ መንገዲ ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ አላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/