ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓ/ሓቂ ናይ ህንፃ ፅገናን ተወሳኺ ስራሕ ንምስራሕ ናይ ማተርያል ፣ ጉልበትን ከጫርት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/