እኒ ገመድህን ሐጎስ 89 ቁፅሪ ሰባት ተ ሽርክና ማሕበር መስርሒ ህንፃ ዎርክ ብላሜራ ሚክስር ቫይብሬተር ሚስማር ባህርዛፍ ጣዉላ መዐሸጊ ምስታይ ማይ ንዘድሊ ከስቲ ዝግበኦ ቢም ይኩን ኮለን ማሻሻታ ዘድልዩ ሰብ ሞያን ጠቅላላ ጉልበት ሰበን ሓዊሱ ንኢዱ ዋጋ ብ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/