መዕረፊ ነፈርቲ ኣፄ የዉሃንስ ኣክሱም ኣብቲ መዕረፈቲ ዝርከብ ባርን ሪስቱራንትን ንምክራይን ን 2009 ዓም ዝተፋለለዩ ኣቁሑት ቢሮ ኣቁሐት ፅሬት :መሳርሒታት ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : መለዋወጢ ኣቁሕት ቡንባ : መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ኣቁሑት ኤሌትሪክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ምምሕዳር መዕርፎ ነፈርቲ ኣክሱም ኣብ ውሽጢ መዕረፎ ነፈርቲ ተርሚናል ዝርከቡ ንዝተፈለዩ ኣገልግሎታት መረደእታ ዝውዕሉ ክፍቲ ቦታታት ኣወዳዲሩ ከካሪ ብተወሳኺ ውን ኣብ ውሸጢ ሓፁር ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ኤርፖርት ኣክሱም ካብ 24/03/2011ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ተርሚናል ዝርከብ ንጋሻ መቀበሊን ንናይ ውህብቶ ኣቅሑት መሸጢ ዝውዕሉ ቦታታት ብጨረታ ከካሪ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/