ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሽረ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ኤለክትሮኒክስን :መሳርሒ ህንፃ :መለዋወጢ አቁሑት መካይን ብሽክለታን: አቅሑት ፅሬት :ቃላሚጦስ :ብሎኬት :ክራይ ሰርቪስ መኪናን: ሑፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 13, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ሽረ ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ መሳርሒ ኤሌክትሪክሲቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል : ሞተርሳይክል :መኪና ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 30, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኮለጅ ፖሊ ቴክኒንክ ሽረ ናይ ኤሌክትሪክስቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ጅፕሰም ኮርትዝ: መሳርሒ ፅሕፈትን : መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 10, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 10, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ን ኮሌጅና ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ስዒቦም ዘለው ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሽረ ናይ ምንፃፍ እምኒ ማለት እዉን ኮቡል ስቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እዞም ስዒቦም ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ፖሊ ቴክኒክ ሸረ ናይ ምንፃፍ እምኒ ኮብልስቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሸረ መሰርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/