ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንዉቅሮ ፣ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ነበለት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ኮንትራት 1 ነበለት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲን ናይ ማቴኔላ ምቅራብን ምንፃፍን ስራሕ ብኑኡስ ስራሕ ተቃራፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ማለት እዉን ኮንክሪት ምክሰር በዝሒ 10 ፣ ተርማል ኦይል ቢኤምዲኢ 4576 ሊትሮ ፣ ኤሌክትሪካል ባርክ ካተር ኤንድ በንደር በዝሒ 01፣ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ኣብ መክዘን ስቶክ ዘለኩም ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 05:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ኣብ መክዘን ዘለኩም ክዕድግ ይደሊ 1 ሃንድ ሎረር በዝሒ 10 ፣ 2 አየር ኮምፕረሰር በዝሒ 03 ፣ 3 ቶታል ስቴሽን ሴት ዊዝ ኦል ኣክሰሰሪስ በዝሒ 04 ፣ 4 ሴቲንግ ዊዝ ኦል ኣክሰሰሪስ በዝሒ 04፡ 5 ኤሌትሪካል ጀነሬተር 250 ኬቪኤም በዝሒ 03 እዞም ዝስዕቡ ክተቅርቡ እትክአሉ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 21, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 10, 2013 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 10, 2013 11:02 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/