ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ኣብ ሓሚዳይ ዝርከብ ዝተጀመረ ህንፃ ክሳብ 1ይ ደብሪ ኣስሪሑ ከጠናቅቅ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ህንፃ ንምስራሕ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለኩምን ቫት ዝተመዝገብኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ኣብ ሓሚዳይ ካብ ከተማ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን መራገፉ ናቁጣታትን ትግራይ ማዳበርያ አወዳዲሩ ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መተሃራ ፣ ኣዳማ ፣ ወንጂ፣ ከምኡ እዉን ከሰም ብማእኸላይ ዋጋ ብምዉፃእ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ አአወዳዲሩ ስኻር ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 16, 2012 09:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጉንበት 16, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

/ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ/ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መተሃራ ፣ ኣዳማ ፣ ወንጂ፣ ብማእኸላይ ዋጋ ብምዉፃእ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ አአወዳዲሩ ስኻር ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 09:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

/ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ/ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መተሃራ ፣ ኣዳማ ፣ ከሰም ፣ ወንጂ፣ ብማእኸላይ ዋጋ ብምዉፃእ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ አአወዳዲሩ ስኻር ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 09:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ናይ ትራንዚት ግልጋሎት/

ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ማዳበርያ ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 21, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 09:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/