አብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ልምዓት ከተማ ከይዲ ስራሐ ከባቢያዊ ልምዓት ዝርከብ ናይ ሶድያም ፊክስቸር ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 1, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ መቐለ ክ/ከ/ሓድነት ካሴች ኣስፋዉ ጥዕና ጣብያ ናይ ቲቢ ክፍሊታት ብብርኪ 9 ፈቃድ ደቐቕቲ ንንግዲ ትካላት ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጥቅምቲ 23, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 8,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/