ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ ሐዉልቲ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ብእግዝቢት ዝሓዞም ዝተፈላለዩ ዝሰረሓን ዘገልገላ ሞባይላት ቴክኖ :ኖክያ :ስማድል :ሳምሰንግ :ሳይክል :ሜታ ዲቪዲ :ሪዝንግ ቴብ 2ተ ማይ ክሮፎን ዘለዎ : ሬድዩ :ቲቪ 14 ኢንች በዝሒ 2 :ናይ ሆረየ ላስቲክ :በዝሒ 4 ናይ መኪና ጎማ በዝሒ 1 ዝኾኑ ብሓራጅ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/