ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ጨንፈት መኮኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ብጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእን ክነሕትም ስለ ዝደለና ካብ ዕለት 24 /06 /2008 ዓም ክሳብ 05 /07 /2008 ዓም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ሕትመት ስራሕቲ/