ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳንሻ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ካብ ሕብረተሰብ ኣታዊ ዝገበሮ ገንዘብ መቀመጢ ተምሃሮ ዴስክ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ በዚ ስዒቡ ዘሎ ረቋሕታት ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዳንሻ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/