ስምረት ሕርሻን ኢንዱስትሪ አ ማ ኣብ ዓይደር ንዝርከብ ትካሉ ናይ ምህርቲ አድራሻ ናይ ዋርዲያ ገዛ ቢሮን ሓፁርን ሰብ ሙያ ኮንስትራክሽን አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚይ ካብዚ ንታሕቲ ብግልፂ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ተመሉኡ ሰብ ሙያ ክትሳተፉ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/