ወረዳ ራ/ዓዘቦ ማረት መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝተፈላለያ መንግስታዊ ኣብያተ ዕዩ ወረዳ ራ/ዓዘቦ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልየዩ ተጫረቲ በዞም ቐፂሎም ዘለዉ ረቋሒታት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ወረዳ ራ/ዓዘቦ ማረት መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ኣብ ጣብያ ገነቴ ቤት ትምህርቲ መጎራን አብ ጣብያ ካራ ቤት ትምህርቲ ፎንደልን ንዝስርሑ መምሃሪ ክፍልታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልየዩ ተጫረቲ በዞም ቐፂሎም ዘለዉ ረቋሒታት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 4, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/