ቤት ፅሕፈትን ልምዓት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ወረዳ ወልቃይት ግልጋሎት ዝዉዕላ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈትን ልምዓት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ማይጥምቀት 1 ቅብብሎሽ ምስመትረቡ ኣብ ጣብያ ላምባብቅርሺ 10 ናይ ሓበር ዒላ ኧበ ጣብያ ቀላመ 5 ናይ ሓበር ዒላ ብናይ ዘለቃሊ ልምዓት ሾቶታት ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 28, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/