ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ብትካል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት መስኖ ስትራክቸራት ብናይ መንግስቲ በጀት ክሰርሕን ከምኡዉን ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ፋብሪካ መቀለ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ሰሚንቶ ኣጫሪቱ ከጋዓዕዝ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ብምደበኛ መንግስቲ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ መሳርሒ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ ህንፃ ናይ ሕርሻ መሳርሒታትን አጫሪቱ ክዕድግ ይድሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ብምደበኛ መንግስቲ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ መሳርሒ ህንፃ : ናይ መኪና ጎማን :ባትርን :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን አጫሪቱ ክዕድግ ይድሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 15, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ብምደበኛ መንግስቲ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት : ኤለክትሮኒክስ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን ስራሕቲ ሕትመት አጫሪቱ ክዕድግን ከስርሕን ይድሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንክይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረከበ በጀት ብማህበረ ሰብ ዝምርሓ ን ኣብወረዳና ጣብያታት ማይ ዓይኒ :ማይ አንበሳ : ማይ ተከሊት :ዉህደት :መድሃኒኣልም: ሐድነት :ሓየሎም መብራህትን ሽላን ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ ሐድሽ ንዝስራሕ ናይ ምዝርጋሕ ማይ መስመርን ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳሪሒታት ናይ ማይ ቧንቧን መለዋወጢ ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 15, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 15, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋለዩ ሴከተራት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ጎማ መኪናን ባትሪን : ስራሕቲ ሕትመትን ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ወረዳ ፀለምቲ ናይ ዝተፈላለየ ሴክተራት ቤት ፅሕፈታት ካብ መደበኛ በጀትን ገበርቲ ሰናይ በጀትን ኤሌክትሮኒክስን : ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ከምእዉን ካብ ከተማ መቐለ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ስሚንቶ ከጎዓዝ ስለዝደለየ ነዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 26, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 6, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 6, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋለዩ ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕል ኣገልግሎት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ጎማ መኪናን ባትሪን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ቢሮን : ስራሕቲ ሕትመትን ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 15, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 30, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 30, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ካብ ፕሮጀክት ልምዓት ምንካይ ተፅዕኖ ስደተኛታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ (BRDIP) ዝተረኸበ በጀት ብማሕበረ ሰብ ዝምራሕ ኣብ ወረዳ ፀለምቲ ዝርከባ ጣብያታት ማይ ዓይኒ፣ ማይ ኣንበሳ፣ ማይ ተክሊት፣ ውህደት መድሃኒኣለም ሓድነት፣ ሓየሎምን መብራህቶም ኣገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ህንፃን ሓድሽ ንዝስራሕ ናይ ምዝርጋሕ ማይ መስመር ስራሕቲ ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ማለት ናይ ማይ ቡንባ መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕል ኣገልግሎት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ኣቅሑት ህንፃ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ባትሪን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብሽክሌታን ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል በመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰነይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑ ፅሬትን ፣ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 11:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል በመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰነይ በጀትን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ክዕድግን ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ብናይ 2016 መደበኛ በጀት ኣብ ወረዳና ንዝርከባ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 2, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ብናይ 2016 መደበኛ በጀት ኣብ ወረዳና ንዝርከባ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና ጎማን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 14, 2016 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (713)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(190)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(79)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3719)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (744)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2333)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (184)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(85)
ኦዲት ተዛማድኡን(97)
ሕርሻ (348)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1803)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(323)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(776)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(161)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(432)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1430)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1348)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (139)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (164)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(120)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1532)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(705)
ምግብን መስተን (376)
ኣቅርቦት ምግቢ (293)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1107)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1032)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (230)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(213)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (266)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(130)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (687)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(239)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (297)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(218)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(53)
ምስሊን ቀረፃን (18)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1462)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1144)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(311)
ስራሕቲ ምልላይ (64)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (610)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (894)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(429)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(437)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (70)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1043)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(938)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(79)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (428)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(27)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(332)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (329)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (523)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(216)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (216)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(45)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)