ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣግኣዚ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ዝድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት LCD Projector ,digital duplicator EPSON ከምኡዉን ን ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዑሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት ቤተ ፈተነን ኬሚካላትን ስፖርት ዕጥቅን ኣቁሑትን ማፃሕፍቲ ቤተንባብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/