ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅ/መሳርሒ ኣቁሑ: ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ፅርየት ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/