ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍንቱ ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ኩባንያ ኣብ ጨነፈር ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልገለ ቆርቆሮ , ዘገልገለ ናይ ቆርቆሮ በርን መስኮትን , ዘገልገለ ባሕርዛፍ , ዘገልገለ ኮንቴነር ,ዘገልገሉ አራትን ዘገልገሉ ባትሪን ጎማን ናይ መለዋወጢ ኣቁሕት ብረታብረትን ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሕትን ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሱርኮንስትራክሽንሓላፍንቱዝተወሰነናይዉልቀኩባንያኣብጨነፈርመቐለዝርከብዝተፈላለየዓይነት ዘገልገለናይ ሳኒተሪ ኣቕሑት , ዘገልገለ መፋትህን : ሐደሽትንዘገልገሉ ፓኔላትን: ዘገልገሉ ብርሚል ወዘተ ዝኣማሰሉ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 26, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሃላ /የተ/ዉ/ማህበር ንፕሮጀከት ስራሕ ዝዉዕላ ገልበጥቲ መካይን ካብዙይ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቆሒ መሰረት ላጪ ቢሮ መፂኡ ካብዚ ማስታወቂያ ዝተገለፀሉ ጀሚሩ ክምዝገብ ነታሓሳስብ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ሱር ኮንስትራክሽን ሃለ የተ የግል ማህበር ለሚገነባዉ የፒቪሲ ፋብሪካ ፕሮጀክት አገልግሎት የሚዉል የተለያዩ መጠን ያለዉ በህርዛፍ : ሚስማርና ሽቦ በጨረታ አወዳድሮ ከጨረታዉ አሸናፊ ጋር ዉል አስሮ ከዚሁ ቀጥሎ በቀረበዉ ዝርዝር መግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 19, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ንፕሮጀክት ስራሕቲ መንገዲ መቀለ አገልግሎት ዝዉዕል ኣግርጌት ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 26, 2010 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መኽዝን/

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ንፕሮጀክት ስራሕቲ መንገዲ ከተማ መቐለ ኣግልግሎት ዝዉዕሉ ሎፔት( Loppet) ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ናይ ብረት ትቦ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ንስራሕቲ ፕሮጀክት መንገዲ ኣስፋልት ከተማ ኣበርገለ ኣግበ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ባህርዛፋት ማለት እዉን ብበዝሒ 6600 ባህርዛፋት ብጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ጠረፔዛን ወንበርን ብጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 04:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/