ማሕበር ኩለመዳይ ማእኸል ዕዳጋ ስዩም ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ጣብያ ህዳሴ ከባቢ ሚዘር 7o ካሬ ዝርከብ ስፍሓት መሬት 99o1.38 ሜ/ካ ዙርያ መለሽ ሓፁር ብቆርቆሮ ንምሕፃር (Fencing Work) ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሰብሞያ (Construction) ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/