ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
Close the sidebar
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ብትካል
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ካብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ
ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (እስቴሽነሪ ኣቑሑት) : ናይ ኤሌክተሪክ ኣቁሑትን : ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 27, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ጋልቫናይዘድ/ቱቦታትን ናይ ማይ ንብረት መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፀርቲ ናይ ቴክኒክ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 27, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኮምፒተር፣ ፕሪንተርን ፣ፎቶ ኮፒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናይ ትቦታትን መገጣጠምንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 5, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት :ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦታት ናይ ማይ ብረትን ፕላስቲክን መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፀርትን ኤችዲፒ መበየዲ ዝተፈላለየ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሕንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሕንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 26, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 26, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ማይጨው ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ቱቦታት፣ናይ ማይ ብረት፣መገጣጠሚታት ቆፀርቲ ማይ፣ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል 1 ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ ቱቦ ብረትን መገጣጠሚታት ናይ ማይ ቆፀርቲን 2 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን 3 ናይ ፅሬት ማይ ኣቅሑትን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 05:10 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 05:20 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል 1 ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ቱቦ ብረትን መገጣጠሚታት ናይ ማይ ቆፀርቲን 2 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅሬት ማይ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 05:10 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ማይ ቢል ሶፍትዌር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2013 08:10 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2013 08:20 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ጋልቫናይዝድ ቱቦታትን ናይ ማይ ብረት መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፅርቲ ናይ ቴክንካል ኣቅሪቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ብረትን ፡ ፕላስቲክን፡ መገጣጠሚታትን ናይ ማይቆፀርቲ ኣቅሑት ቴክኒክን፡ ኣቅሑት ቴክኒክ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቀሑት ፅሬትን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (757)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(377)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(78)
ስራሕቲ ማይ(205)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(94)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3793)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (766)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(620)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2380)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (194)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(90)
ኦዲት ተዛማድኡን(102)
ሕርሻ (360)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(148)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(45)
ሕርሻ መሺነሪ(37)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(23)
ህንፃ መሳርሒ (1892)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(357)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(801)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(93)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(175)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(447)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1454)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1371)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(66)
ምምካር (143)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(47)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(19)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (166)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(121)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(15)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1562)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(787)
ምግጣምን ፅገናን(53)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(712)
ምግብን መስተን (393)
ኣቅርቦት ምግቢ (307)
ካፌን ሬስትራንትን(82)
እግድ (27)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(11)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(8)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (48)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(38)
ፈርኒቸር (1130)
ገዛ ፈርኒቸር(19)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1052)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(54)
ጥዕና (239)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(18)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(220)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (270)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(131)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(135)
ፅገና (697)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(188)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(50)
ፅገና ተሽከርካሪ(244)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (321)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(227)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(67)
ምስሊን ቀረፃን (18)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1478)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1157)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(314)
ስራሕቲ ምልላይ (65)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(25)
ክራይ (612)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(35)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (923)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(444)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(451)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (71)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(5)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1136)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(1026)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(83)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(20)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (437)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(29)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(337)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (66)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (329)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (530)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(223)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (224)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(170)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(48)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(5)