ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ኩኩፍቶ ንቤት ፅሕፈት ናይ ቢል ሶፍትዌር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ዕዲጊት ሶፍትዌር/