ቤት መዘጋጃ ከተማ ብዘት ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፈርኒቸር :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ደገ መብራህቲን ኣምቦልን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንኣቅሑት ፈርኒቸር 10000 ብር :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 10000 ብር : ንናይ ደገ መብራህቲን ኣምቦልን 16000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/