ምዝርጋሕ ተበፃሕነትን ስርዓት ምዕባይን (EASE) ናይ ኤሌክትሮኒካዊ ንብረት ኣቅሑትን ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክግልግልን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 20, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 2, 2018 4:05 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/