ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
Close the sidebar
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ብትካል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ
ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ስራሕቲ ሕትመት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ አቁሑተ ኤለክትሮኒክስን ፣መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቁሕታት ተማልኡ መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 12, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፍት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ናይ ዘርኢ ኣግራብ ሃብቲ ተፈጥሮ፣ ቀለብ እንስሳን ከምኡዉን ኣብታ ወረዳ ጣብያ ማይ ሸክኒ ዝስራሕ ናይ ማይ ተንከፍ ፕሮጀክት ቼክ ዳም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቁሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 16, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፍት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ምናይ ማይ ተንከፍ ፕሮጀክት ቼክ ዳም ማለት እዉን ቅብብሎሽ ቼክ ዳም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቁሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ፅሬት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ኤለክትሮኒክሰ ፣ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 7, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ተክልን ዘርዚ መኖን ናይ ንህቢ መሳርሕን ካብ ናይ ኤስኤልኤምን መደበኛ በጀትን ከምኡዉን ብናይ ኤስዲጂ በጀት አብ ሞተር ፖምፕ ዝተተሓዘ በቲ ዓዉዲ ስራሕ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 10, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፅሬት: ስራሕቲ ሕትመት: አቁሑት መለዋወጢ መኪና: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :ዓብዮ ናይ ማይ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 27, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 27, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ዓብዮ ናይ ማይ ሞተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ዓብዮ ናይ ማይ ሞተር ከምኡዉን ማይክሮፎን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 7, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ 2010 ዓ ም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓትን ገጠርን ዝኮነ ብናይ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ምዕራፍ ክልተ ወይድማ GP 2 ዝተትሓዘ በጀት ኣብ ወረዳና ኣብ ዝረከባ ሰለስተ ጣብያታት ልምዓት ክልተ ሰለማ ሐደ ማይ ሸክ ሐደ ዝስርሓ አርባዕተ ፖርፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 18, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 18, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓትን ገጠርን ዝኮነ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንካይ ፕሮጀከት ብዝተሓዘ በጀት ኣብ ወረዳና ኣብ ዝርከባ ሰለስተ ጣብያታት ስምረት ሐደ ዕርዲ ሕብረት ሐደ ሰላም ክልተ ዝስርሓ አርባዕተ ፖርፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝኮነ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንካይ ልማዓት ፕሮጀከት ብዝተሓዘ በጀት ኣብቲ ወረዳና ኣብ ዝርከባ ጣብያታት ዕደጋ ሕበርት: ስምረት: ሰላም: ሕፃፅ :ማይ በርበረን 9 ናይ ሓባር ዒላ ኤሌክትሪኒክስ ኣቅሑት ኣብያት ፅሕፈተ ማለት እዉን ፈርኒቸር ፖርፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 29, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 4, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 4, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ብመደበኛ በጀት ሐደ ዳይቨርጅን ኣብ ጣቢያ ለምለም ብናይ SDG MDG በጀት መሰረት ፓምፕ ሞተር ማይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካልኣይ መንፈቅ ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ማይክሮ ፎን : ስሚንቶ ምጎዕዓዝ ብንብስወከፍ ዘፈር ስራሕ ዝተዋፈሩ ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከጎዓዝን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 26, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 7, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 7, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ብናይ መደበኛ በጀት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 12, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 15, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 15, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብናይ ኤስዲጂ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይ ኢነርጂ ግልጋሎት ዝዉዕል ዓብይ ናይ ማይ ሞተር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከ/ስ//ፋይ/ምም/ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብናይ ሰራሕተኛታት ተፅዕኖ ምንካይ ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጂን ብቤት ፅሕፈት ዝስራሕ ኣብ ወረዳና ዝርከብ ጣብያ ሑፃፅ 10ተ ናይ ሓባር ዒላ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብናይ ኤስዲጂ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይ መዓድንን ኢነርጂን ግልጋሎት ዝዉዕል ዓብይ ናይ ማይ ሞተር ፓምፕ ኤሊጌሽን ፣ ብናይ መደበኛ በጀት መለዋዋጢ ኣቅሑ መኪና፣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ትውዕል ሞተር ሳይክል፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ምን2ይ ፍርቂ ዓመት ብናይ መደበኛ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣መለዋዋጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ትውዕል ሞተር ሳይክል፣ ካብ መቐለ ናብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከሐትምን ከጋዓዓዝን ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሉቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ምን 2ይ ፍርቂ ዓመት ብናይ መደበኛ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣መለዋዋጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ትውዕል ሞተር ሳይክል፣ ካብ መቐለ ናብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከሐትምን ከጋዓዓዝን ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ምን 2ይ ፍርቂ ዓመት ብናይ መደበኛ በጀት ንትምህርቲ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ምን ብናይ መደበኛ በጀት ናይቲ ወረዳ መንግስታዊ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ፅገና ፕላንት ማሽነሪ ኣገልግሎት ዝህብ ኣብቲ ወረዳ ዝርከብ ዞባ ጣብያታት ፖሊስ ንዝተተሓዙ ተጠርተርቲ እስራት ምግቢ ሻሂን ባንን ንምቅራብን ዓመተዋ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ መደቡ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ማሽነሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ምን ብናይ መደበኛ በጀት ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ ሞተር ሳይክልን፣ ሕትመትን ፣ቅጥዒ ሰነዳት ፣ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 25, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 5, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ አስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ምዕባለ መንገዲ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቲ ናይ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝኮነ ብፕሮጀክት ልምዓት ምንካይ ፅዕንቶ ስደተኛታት ማለት እዉን DRDIP ከምኡዉን ናይ ሕ/ሰብ ኣስተዋፅኦ በጀት ድጋፍ ካብ ጣብያ ሕፃፅ ናብ ቁሸት ማይ ፀፀር ብናይ ይራብ ስታንዳርድ ሓዊሱ 7ተ ሜትር ጎኒ 7.4 ኪ/ሜ ንዉሓት ዘለዎ ሓዱሽ መንገዲ ንምስራሕ ብሰዓት ብናይ ኮንስትራክሽን ማሽን መቅረባይነት ፍቃድ ስራሕ ዝተዋፈሩ መቅረብቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:150,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብናይ ፕሮጀክት ልምዓት ምንካይ ተፅዕኖ ስደተኛታት ማለት እዉን DRIDP ብዝተተሓዘ በጀት ዋንነቱ ናይ ሃፍቲ ማይ ማዕድንን ኢነርጅን ዝስራሕ ኣብቲ ወረዳ ጣብያ ሰላም ናይ መስተ ማይ ማእከላይ ጎዳጉዲ በፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብናይ ማይ ጎዳጉዲ ካዕቲ ማለት እዉን ዋተር ዌል ዲሪሊንግ ፈቃድ ዘለዎም ኮንትራክተራት ከሰርሕ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ወረዳ ኣስገደ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጓዓዝያን ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ዋንነቱ ናይ ወረዳ ኣስገደ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝኮነ ብናይ ክልልን ፌደራልን ጥዕና ትካላት በጀት ድጋፍ ኣብ ጣብያ ዓዲ መሓመዳይ ናይ አዴታትን ህፃናትን መሐከሚ ህንፃ MCH ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ ደረጃ 8ተ ደቀቅቲ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ብርኪ ዘለዎም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 24, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ግዜ ዝተነወሐሉ ጨረታ ኣብ ወረዳ ኣስገደ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጓዓዝያን ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ዋንነቱ ናይ ወረዳ ኣስገደ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝኮነ ብናይ ክልልን ፌደራልን ጥዕና ትካላት በጀት ድጋፍ ኣብ ጣብያ ዓዲ መሓመዳይ ናይ አዴታትን ህፃናትን መሐከሚ ህንፃ MCH ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ ደረጃ 8ተ ደቀቅቲ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ብርኪ ዘለዎም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 24, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ኣቁሑ ሕትመትን፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ብበጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣መለዋዋጢ ኣቅሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል ፣ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ፣ ናይ ኣቁሑት ቢሮ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ ሕክምና ናዉቲን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ምምሕዳር እቶት ልምዓት ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጊት ወረዳ ኣስገደ ኣብ ናይ 2016 ዓም ካብ ተመዛበልቲ ምምላስን ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ ክልተ ኣብ ዝተመደበ በጀት ዓመት ኣብ ወረዳና ንዓውዲ ንፀሩ ልምዓት ሕርሻ ልምዓትን ግብኣት ኮይኑ ዘገልግል መጋዝን ወይድም መክዝን ዝዉዕል እታዎት ብጨረታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሃንፅ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ካብ ናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምለሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ ክልተ ማለት እዉን DRDP 2 ብዝተረከበ ናይ በጀት ድጋፍ ኣብ ጠብያ ደብሪ ኣባይ ፕሮጀከት ዝርገሐ መስመር መስተ ማይ ብናይ ኮንስትራክሽን ፈቃድ ንዘለዎም ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 5, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 5, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ካብ ናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምለሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ ክልተ DRIP 2 ብዝተረከበ ናይ በጀት ድጋፍ ኣብ ጠብያ ደብሪ ማሪያም ጥዕና ጣብያ ደብረማሪያም ናይ ምዋልድን ክትትል ህፃናት ክፍሊ ኤምሲ ቸ ቢዩልዲንግ ብጠቅላላ ኮንትራክተር ንምስራሕ ብህንፃ ኮንስትራክሽን BC ወይ ፈቃድ ንዘለዎም ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ናይ 2017 በጀት መደበኛ በጀት ኣብ ወረዳና ንዝርከባ ዝተፈላላያ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑት ፅሬት: ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣብዞም ዘፈራት ንዝተወፈርኵም ሑፅያት ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትምን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንሕፅፈት መሳርሒ 11000 ቅርሺ :ንሕትመት ስራሕቲ 3000 ቅርሺ :ንፅሬት ኣቅሑት 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንመሳርሒ ፅሕፈት16000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ፅሬት 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ናይ 2017 በጀት መደበኛ በጀት ንወረዳ ፅምብላ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ገጠር ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ንእንስሳ ሕክምና ግልግሎት ዝውዕል ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውንቲ ሕክምናን ኣብቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕፁያት ተውዳድርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደለይ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:8,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ናይ 2017 መደበኛ በጀት ንወረዳና ፅምብላ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳን ንእንስሳት ህክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ መድሃኒትን:ናዉቲ ህክምናን ካብ ሕጋወያን ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትምን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: እንዳባ ጉና
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:8,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ወረዳ ፅምብላ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ካብ ፕሮጀክት ልምዓት ምላሽ ስደተኛታት ማለት እዉን DRDIP ዝተረከበ በጀት ኣብ 2017 ዓም ካብ እንዳባጉና ክሳብ ደብረ ማሪያም ቀበሌ ኣብ ዘሎ መንገዲ ናይ ፅገና ስራሕቲ ብጠቅለላ ኮንትራክት ንምስራሕ ስለዝተደለየ ኣብ ስራሕቲ መንገዲ ኮንስትራክሽን ወይድማ ጠቅላላ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ዘለዎ ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 10, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 10, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (55)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(19)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(26)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (790)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(385)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(81)
ስራሕቲ ማይ(216)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(105)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3856)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (781)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(623)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2425)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (195)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(91)
ኦዲት ተዛማድኡን(102)
ሕርሻ (375)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(153)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(49)
ሕርሻ መሺነሪ(41)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(25)
ህንፃ መሳርሒ (1973)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(389)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(836)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(99)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(178)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(452)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1480)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1395)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(68)
ምምካር (149)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(11)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(49)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(20)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(2)
ቋንቋ ትርጉም (36)
ትምህርቲን ስልጠና (168)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(122)
ትምህርቲን ትሬይንግ(28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(15)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1589)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(803)
ምግጣምን ፅገናን(54)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(722)
ምግብን መስተን (407)
ኣቅርቦት ምግቢ (320)
ካፌን ሬስትራንትን(83)
እግድ (27)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(11)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(8)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (51)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (11)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(40)
ፈርኒቸር (1143)
ገዛ ፈርኒቸር(19)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1065)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(54)
ጥዕና (244)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(19)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(224)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (271)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(131)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(136)
ፅገና (702)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(189)
ፅገና ሞተርሳይክል(142)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(51)
ፅገና ተሽከርካሪ(246)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (330)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(231)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(72)
ምስሊን ቀረፃን (18)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1498)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1170)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(321)
ስራሕቲ ምልላይ (67)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(7)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(26)
ክራይ (626)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(38)
መኪና ክራይ(445)
ማሽነሪ ክራይ(140)
መሸጣ (951)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(4)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(456)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(465)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (75)
ስራሕቲ ሓለዋ(37)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(5)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(33)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1196)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(1080)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(88)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(21)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (444)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(29)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(343)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (67)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (332)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(323)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (533)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(226)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (228)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(171)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(51)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(5)