ኣብያተ ዕዮታት ወረዳና ብናይ መደበኛን ገበርቲ ሰናይ በጀት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቀለብ እንስሳን ፡መሳርሕታት ህንፃን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንማይ ሃፍትን መዓድንን ኢነርጅን ንቤት ፅሕፈት ምልሻን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደን ገበርቲ ሰናይ በጀት ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 8 ደቀቅቲ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ሎደርን ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 9 ብፕሮፎርማአወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብናይ መደበኛ በጀት 2ይ ዙር ገዝኢት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኤለክትሮኒክ ስ አቁሑት ፅሬት ሞተር ሳይክላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ይደሊ ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጀት ገዝኢት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኩለን አብያተ ዕዮ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 30, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠርን ልምዓትን አገልግሎት ዝዉዕል ብናይ መደበኛ ዘርኢ ብግልፂ ጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 10, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንአገልግሎት ዝዉዕል ብናይ ሴፍትኔት በጀት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2010 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 26, 2010 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ :ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ: ንጥዕና ማይ ሃፍትን ግልጋሎት ዝዉዕል ብናይ ሴፍቲኔት በጀት ህንፃ መሳርሒ : ባህርዛፍ ኬንት ማለት እዉን ናይ ህፃናት መፅንሒ ኬንዳ : ካዕቲ ማሽን ኪራይ ብኤስካቫተር ብጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2010 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2010 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማሽነሪ ክራይ/