ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
Close the sidebar
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ብትካል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ
ካብ መደበኛ በጀት ን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፣ናይ ዝተፈላለዩ ሞዴላት መካይን ጎማ ምስ ካለማዳርያኡ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 11, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ መደበኛ በጀት ን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ዝከዉን መለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለያ ሞዴል ተሽከርከርቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 17, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መንደር ኣዉሮራ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ዘርኢ ኣግራባት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ፣ኬሚካላትን፣ ስራሕቲ ሕትመትን፣ ፈርኒቸርን አወዳዲሩ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ በጀት ኤስኤምኤም ንበጀት ዓመት 2008 ዓ∙ ም ንናይ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ኣብ ጣብያ እንዳስላሰ ካላል መስኖ ማይን መዋህለሊ መስኖ ማይን ምስ ካናሉን ካናል ማይ ምስደጋፊኡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ዝለዝደሊ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትክእሉ ብስራሕቲ ማይ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ተኮናተርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 3, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ በጀት SLLMPን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ናይ ፈልሲ ኣፕልን፣ ሮክስቶር ሳይንትርን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያታት ህንፀት ስራሕቲ ማይ መዋህለሊ ምስ መትረቡ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ FLAMB ካፒታል በጀትን ን2008 ዓም በጀት ዓመት ንአብያተ ቤት ፅሕፈት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ቀለብ እንስሳ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ቀዒሎም ዝተዘርሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወደደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓም በጀት ዓመት ንአብያተ ቤት ፅሕፈት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ተሽከርከርቲ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ አቁሑትን ጎማ መኪና ምስ ካላማደርያ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ቀዒሎም ዝተዘርሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወደደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 5, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብናይ መደበኛ በጀት ን 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጎማ ምስ ካላማዳሪኡ :ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ንብረትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 26, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብናይ መደበኛ በጀት ን 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ፈርኒቸር: መሳርሒ ህንፃ :መሳርሒ ፅሬትን :ናዉቲ ስፖርት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 5, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 13, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 13, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብናይ መደበኛ በጀት ን 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መካይን መለዋወጢ ንብረትን ጎማ መኪናን ምስ ካላማደሪኡ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያታት ህንፀት ስራሕቲ ማይ መዋህለሊ ምስ ካናሉ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 17, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2010 ዓ ም በጀት ዓመት ንቲ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን አቁሑት ፅሬትንአወዳዲሩ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 9, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 23, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 23, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ ስሩዕ በጀት ን2010 ዓም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለያ ሞዴላት መካይን መለዋወጢ ንብረትን ጎማ መኪናን ምስ ካላማደሪያ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 19, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 19, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ ማሕበር ልምዓት ትግራይ በጀት ንኣብያት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ቆርቆሮ ካብ ናይ ስሩዕ በጅት ስራሕቲ ሕትመት ካብ LSLMB ፋልሲ ኣፕልን ፋልሱ ቡንን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከብ ናይ መደበኛ በጀቱ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት :ንብረት ጎማ መኪናን ባትሪን መለዋወጢ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 18, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከብ ናይ መደበኛ በጀቱ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 29, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 29, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያ እንዳስላሰ መትረብ ወይዉን ካናል መስኖ ካናሉ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ በጀት ዓመት 2010 ዓም ናይ ፅሬት አቁሑት :ኤለክትሮኒክስ አቁሑት :ህንፃ መሳርሒ :መኪና መለዋወጢ አቁሑት :ክዳን ሰፋይት :ናይ ጀነሬተር አቁሑት: መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 4, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 4, 2010 05:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ SLMB በጀት ን2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ኣብ ጣብያ እንዳስላሴ ናይ መስኖ ካናል አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ሐገዝ በጀት ን2010 በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ትምህርቲ ዝዉዕል ናይ ላብራቶሪ ኪሚካልን : ናይ ቢሮ ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 13, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ በጀት ዓመት 2010 ዓም ቀለብ እንስሳት መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 10, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 24, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 24, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንናይ ወረድኡ ኣብያት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ባትሪኡን : መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ : መሳርሒ ፅሬት : ስፖርት ዕጥቅን ፎቶ ነዳዲ መትሓዝን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 15, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 26, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ነሓሰ 26, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንናይ ወረድኡ ኣብያት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መሳርሒ ፅሕፈት :: መሳርሒ ፅሬት : ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ካብ ናይ ሓገዝ በጀት ድማ ን2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ጊደይ ደፍተራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላብራቶሪ ኬምካላት፣ ኣቅሑ ቢሮ ከምኡውን ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ስሩዕ በጀት ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ወረድኡ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 15, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 28, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ስሩዕ በጀት ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ወረድኡ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ጎማ ምስ ካላማደርያ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ወረድኡ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ንኣብያት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 7, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 7, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (757)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(377)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(78)
ስራሕቲ ማይ(205)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(94)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3793)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (766)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(620)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2380)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (194)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(90)
ኦዲት ተዛማድኡን(102)
ሕርሻ (360)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(148)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(45)
ሕርሻ መሺነሪ(37)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(23)
ህንፃ መሳርሒ (1892)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(357)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(801)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(93)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(175)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(447)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1454)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1371)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(66)
ምምካር (143)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(47)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(19)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (166)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(121)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(15)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1562)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(787)
ምግጣምን ፅገናን(53)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(712)
ምግብን መስተን (393)
ኣቅርቦት ምግቢ (307)
ካፌን ሬስትራንትን(82)
እግድ (27)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(11)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(8)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (48)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(38)
ፈርኒቸር (1130)
ገዛ ፈርኒቸር(19)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1052)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(54)
ጥዕና (239)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(18)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(220)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (270)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(131)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(135)
ፅገና (697)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(188)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(50)
ፅገና ተሽከርካሪ(244)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (321)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(227)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(67)
ምስሊን ቀረፃን (18)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1478)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1157)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(314)
ስራሕቲ ምልላይ (65)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(25)
ክራይ (612)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(35)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (923)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(444)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(451)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (71)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(5)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1136)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(1026)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(83)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(20)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (437)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(29)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(337)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (66)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (329)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (530)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(223)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (224)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(170)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(48)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(5)