መድሕን ኩለመዳይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር 1. ካብ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 2016 ዓ/ም 2. ካብ ሓምለ 2016 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 2017 ዓ/ም ዝተሰርሐ ናይ ሒሳብ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 20, 2017 12:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/