ኣብ ዓዲ ሓውሲ 22 ትሕቲ ትራፊክ መብራህቲ ፊት ንፊት ኖርዘርን ስታር ሆቴል ዝርከብ ሆቴልና ሆቴል ሜሎስ ኣብ ጎኑ ዘስረሖ ዘመናዊ ቪ-ኣይ-ፒ ባር ንግልጋሎት ባርን ዊስኪ ሃውስን ምስ ዝተማልአ ንብረቱ ወይ ከዓ ብዘይካ ንብረት ኣወዳዲሩ ከካርይ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 5, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/