መቀነት ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማ ናይ 2016ዓ/ም በጀት ዓመት ዓመታዊ ኦዲት (ናይ ሒሳብ ምርመራ) ማለት እውን ካብ ጥሪ 08, 2016 ዓ/ም ክሳብ የካቲት 30, 2017 ዓ/ም ኣፍልጦ ብዘለዎ ናይ ሒሳብ በዓል ሞያ ንምግባር ናይ ደገ ኦዲተራት ብረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/