ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስቲያን ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ብናይ ጉልበት (ሰብ ሓይሊ) ዋጋ ንህንፃ ተቛረፅቲ አወዳዲሩ እቲ ዝተጀመረ ሓዱሽ ህንፃ ቤተክርስቲያን ካብቲ ሕዚ ዘለዎ ናይ ህንፀት ደረጃ ጀሚሩ ናይ ዝተረፉ ኮለናት ምስ መሰረቶም/ footings & footing columns /# መንደቕ / Retaining wall/ # ቤዝመንት# ግሬድ ቢም# ማሻሻታ ምስ ኮንክሪቱን ከስርሕ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/