ናይ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ማይጨው ሀገረ ስብከት ኣብ ከተማ ማይጨው 03 ቀበሌ ፍሉይ ቦታ ጥቃ አውቶብስ መናሃርያ ኣብ ዝርከብ 543 ካ/ሜ ናይ ድርጅት ትሕዝቶኡ ንኹሉ- መዳይ ናይ ልምዓት ግልጋሎት /ንግዲ/ (Mixed Used building) ዝውዕል G+6 ዘመናዊ ህንፃ ብደረጃ 2ተ ወይ 1 ፍቓድ ዘለዎ አማኻሪ ድርጅት ዲዛይን ብግልፂ ጨረ አዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ኣ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/