ኣብ ኣካዳሚና ሰርቪስ ንምሃብ እትደልዩ ነባራትን ሓደሽትን ሰብ መኻይን ትካልና ን2017 ትምህርቲ ዘመን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መቐለ ዝርከቡ ተማሃሮና ሰርቪስ ከምቲ ልሙድ ብዝተበታተነ ከይኮነስ ብደረጃ ኣካዳሚ ውዕሊ ኣሲርና ክነማሓድሮ ስለንደሊ ነባራትን ሓደሽትን፡-

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/