ኣብ ቤት መዘጋጃ መረብ ሚእቲ ዝርከብ መዋፈሪ መኪና ዝኮነ ሓመድ ሙድግዳጉን ምስትክካልን ምስራሕን ናይ ክራይ ማሽን ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሪ ማሽናት ክካረ ይደሊ፥፥

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መረ ሚኢቲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

አብ 2017 ዓ/ም ባጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ- ሚኢቲ ንህዝብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ማይ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መረ ሚኢቲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 600.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/