ወርዒ ናይ ዘገልግሉ ንብረታት ተሽከርክርትን መሸጢ ሕ/ሽ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት መካይን መሽነሪታትን ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ንምሻጥ ኣቅሪቡ አሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 21, 2016 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 400,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ሓራጅ/ መኪና/ማሺን ምሻጥ/